Sunday

መዝሙር ምርጫ

1. 3 . 2026 በት መዝሙር ምርጫ
ሰማዕትና ዕዙዝ ሰላምታና ብምቅዳም እቲ ወትሩ ሰንበት በዚ ሰዓት ነቕርበልኩም መደብና፡ “ ናትኩትም ናይ ሰማዕቲ፡ ናይ መዝሙር ምርጫ ክፍለ ግዜ እዩ ዘሎና ” በዚ ኣጋጣሚ ኩሉኹም ተኸታተልትና ንፈተውትኹምን: መቕርብኩምን: መዛሙር ክትመርጽሎም ከም ትኽእሉ እናሓበርና ኣብ ፌስ ቡክ: መሰንጀርናን፡ ብኢመይል ኣድራሻናን ምርጫኹም ክትልእኩልና ብሓጎስ ነበስር ተባረኹ።